ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል -- ምስ ድምጻውያን ሮቤል ሚካኤልን ሸዊት መዝገቦን


ዕላል -- ምስ ድምጻውያን ሮቤል ሚካኤልን ሸዊት መዝገቦን
please wait

No media source currently available

0:00 0:25:23 0:00

ዕላል -- ምስ ድምጻውያን ሮቤል ሚካኤልን ሸዊት መዝገቦን

ተወላዲት ክልል ትግራይ ሸዊት መዝገቦ ሙዚቃዊ ስርሓታ ናብህዝቢ ንምቕራብ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ዑደት ንምግባር ከም ዝመጸት ገሊጻ`ላ። ኣብዚ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ዝቕመጥ ኤርትራዊ ሮቤል ሚካኤል ድማ ቅድሚ ሎሚ`ውን ምስ ዝተፈላለዩ ኢትዮጵያውያን ስነ-ጥበባውያን ብሓባር ብምድራፍ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ዝሓለፈ ቀዳም ምስ ሸዊት ምጽዋቱ`ውን ኣካል ናይቲ ዝኣምነሉ “ሙዚቃ ደረት የብሉን” ዝብል ኣበሃህላ ምዃኑ ተዛሪቡ`ሎ። ሸዊት ብወገና “ኣብቲ ዘቀራርበና ኣተኲርና ንሰላምን ሓባራዊ ቕኒትን እንተዘመርና`ዩ ዘጸብቐልና፡” ትብል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG